ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሴ ምስ ግብጺ ኣብ ዝተፈጥረ ውጥረት ደቡብ ኣፍሪቃ መንጎኛ ክትከውን ጸዊዓ
Your browser doesn’t support HTML5
ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ መንጎ ግብጺን ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሴ ተፈጢሩ ዘሎ ውጥረት መንጎኛ ክትከውን ጸዊዖም።
ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዘካየድዎ ዝነብረ ዑደት ፕረዚደንት ሲራል ራምፖሳ ከም መጻኢ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብቲ ጉዳይ ሰላማዊ ፍታሕ ኣብ ምርግጋጽ ዓብይ ተራ ክጻወቱ ይክእሉ’ዮም ኢሎም።