ኢትዮጵያ ኣብ ዓለምለኸ ኤክስፖ አታዊ ፍርያት ቻይና ክትሳተፍ’ያ

Your browser doesn’t support HTML5

ኢትዮጵያ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ሕዳር ኣብ ቻይና ከተማ ሻንጋይ ኣብ ዝካየድ ዓለምለኸ ኤክስፖ አታዊ ፍርያት ከምትሳተፍን፡ እዚ ድማ ትኹረት ነጋዶን ኣወፈርቲን ኣብ ምስሓብ ዓብይ ኣበርኽቶ ከምዝህልዎ ይግለጽ ኣሎ። ኣብቲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ዝካየድ ዓለምለኸ ኤክስፖ አታዊ ፍርያት፡ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ከም ቡን ዝኣመሰሉ ፍርያት ሕርሻ ከምዝቐርብ ተፈሊጡ’ሎ።