ኢትዮጵያ፡ ኣርባዕተ ብኮሮና ቫይረስ ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ተነጽሎ ከምዘለው ተሓቢሩ

Your browser doesn’t support HTML5

እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ዳይሬክተር ማእከል ምቁጽጻርን ምክልካልን ሕማማት ኣፍሪቃ ጆን ኒከንጋስጎ ሎሚ ሶሉስ ኣብ አዲስ አበባ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ኽሳብ ሕጂ ኖቨል ዝተባህለ ዓይነት’ቲ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ኣፍሪቃ ከምዘይተራእየ ሓቢሮም ኣለው።