ኢትዮጵያ ንማእሰርቲ ተወላዶ ትግራይን ንህላወ ናይ ጅምላ መቓብርን ትነጽግ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ እዋን ዂናት ሰሜን ኢትዮጵያ ምጽናት ዓሌትን ናይ ጅምላ ማእሰርቲ ተወላዶ ትግራይ ይካየድ ኣሎ። ዝብል ክስታት ክቐርብ ጸኒሑ'ዩ ድምጺ ኣመሪካ እዚ ክሲ ዝቐረበሎም ቦታታት ዝተወሰነን ልዑል ቁጽጽር ዘለዎ ፍቓር ብምርካብ ንምዕዛብ ክኢሉ'ሎ። ሄንሪ ዊልኪንስ ካብ ሑመራ ዘቕረቦ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።