ኢትዮጵያ ናይ ሕ/ሃ ኢንተርነት ፎረም ንምትእንጋድ ትዳለው

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ዕለት 28 ናይዚ ሒዝናዮ ዘሎና ወርሒ፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ዋዕላ ኢንተርነት ከጋብእ ይቀራረብ ኣሎ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ግን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ 6 ሚልዮን ነበርቲ ክልል ትግራይ ክልከላ ኢንተርነትን ካልእ መራኸቢታትን ኣንቢሩሉ ኣብ ዘሎ እዋን’ዩ።