ቪድዮ 'ኢትዮጵያ ናብ መንገዲ ጥፍኣትን ምብትታንን ተምርሕ ኣላ'ህወሓት ለካቲት 18, 2020 ሙሉጌታ ኣጽብሃ Your browser doesn’t support HTML5 ማእከላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ብምኽንያት መበል 45 ዓመት ምስረታ በዓል 11 ለካቲት፡ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ “ኢትዮጵያ ናብ መንገዲ ጥፍኣትን ምብትታንን ተምርሕ ኣላ" ኢሉ።