ኢትዮጵያ: ቁጽሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ 52 በጺሑ፥ ንሓደ ወርሒ ዝጸንሕ ሃገራዊ ጸሎት ትማሊ ብወግዒ ተጀሚሩ

  • ዜና ቪኦኤ
    ተወልደ ወልደገብረኤል

ኣብ ኢትዮጵያ ብኮሮና ቫይረስ ዝተታሕዙ ሰባት ኣብ ዝሓለፈ 24 ሰዓታት 8 ተወሰኽቲ ድሕሪ ምርካቦም እቲ ቁጽሪ ናብ 52 ክድይብ ከምዝኸኣለ ተገሊጹ።

ብኻልእ ወገን ንሓደ ወርሒ ዝቕጽል ሃገራዊ ጸሎት: ፕረዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኽባሉ ስነ-ስርዓት ትማሊ ኣብ ሃገራዊ ቤተመንግስቲ ተጀሚሩ'ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

ኢትዮጵያ: ቁጽሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተታሕዙ 52 በጽሑ፥ ንሓደ ወርሒ ዝጸንሕ ሃገራዊ ጸሎት ትማሊ ብወግዒ ተጀሚሩ