ድሬዳዋ —
ኢትዮጵያ ምስ ጅቡቲ ዘራኽባ መንገዲ ዳግም ሎሚ ከምዝተኸፍተ ሰብስልጣን ክልል ሶማል ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም።እቲ ፅርጊያ ዝተዓፀወ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ዓፋር ንዝተበፅሐ ምርድዳእ ብምጥሓስ ንኣባላት ብሄረሰብ ሶማል ድሕሪ ምዝንባሉን ን18 ሰባት ድሕሪ ምቕታሉን እዩ ክብል ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማል ኣቶ ኣደም ፋራሕ ሎሚ ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪቦም።
Your browser doesn’t support HTML5
ኢትዮጵያ ምስ ጅቡቲ ዘራኽባ መንገዲ ዳግም ከምዝተኸፍተ ተገሊጹ