መቐለ —
ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ንሰለስተ መዓልታት ዝተኻየደ ዓመታዊ ገምጋም መበል 20 ሃገራዊ ዘፈር ጥዕና ዝሓለፈ ዓርቢ ተዛዚሙ።
ካብ 14 ክሳብ 16 ጥቅምቲ 2010 ዓ.ም ኣብ ኣዳራሽ ሓውልቲ ዝተኻየደ ዓመታዊ ኣኼባ ገምጋም ተበፃሕነት ኩሉ ዝሓቖፈ ሽፋን ጥዕና ንምርግጋፅ ምህናፅ ሓያል ስርዓት ጥዕና ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተኻየደ ኣኼባ እዩ ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኢትዮጵያ: መበል 20 ዓመታዊ ናይ ዓውዲ ጥዕና አኼባ ተኻይዱ