ኢትዮጵያ፡ሓድሽ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚንስትር መዚዛ

ኣቶ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚንስተር

ኣቶ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚንስተር ወ/ሮ ቢልለኔ ስዩም ኸኣ ሴክራተሪ ፕሬስ ኮይነን ተሸይመን ኣለዋ።

ኣቶ ሽመልስ ኣብዲሳ ካብ ጽባሕ ጀሚሮም ስርሖም ክጅምሩ ምዃኖም ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚንስተር ኮይኖም ከገልግሉ ዝጸንሑ ኣቶ ፍጹም አረጋ ድማ ኮሚሽነር ዓውዲ ወፍሪ ብምኳን ከምዘገልግሉ ተፈሊጡ'ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኢትዮጵያ፡ሓድሽ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚንስትር መዚዛ