ኣዲስ አበባ —
ልምዓት ሰብ ሃብቲ ንጨንፈር ኣገልግሎት ጥዕና ብዝብል ፕሮጀክት ኢትዮጵያ ኣስታት 50 ሽሕ ሰብ ሞያ ከምዝፍረየት ተገሊጹ።
እዚ ንሸውዓተ ዓመታት ዝጸንሓ ፕሮጀክት ሎሚ ዓመት ከምዝዛመን 55 ሚልዮን ዶላር ከምዝፈሰሶን ተገሊጹ’ሎ።
እዚ ዝሓለፈ ሸውዓተ ዓመታት ክትግበር ዝጸንሓ ፕሮጀክት ምሕያል ዓቕሚ ሰብ ጽቡቕ ውጽኢት ከምዝተመዝገበ ኣብ ስነ ስርዓት መዛዘሚ ዝተረኽቡ ሚንስትር ጥዕና’ታ ሃገር ዶ/ር ኣሚር ኣማን ገሊጾም።
Your browser doesn’t support HTML5