ዋሽንግተን —
ኣብ ኡጋንዳ ወዲ ሓሙሽተ ዓመት ቆልዓ ብሕማም ኢቦላ ከምዝሞተ ተሓቢሩ’ሎ።
ኢቦላ ኣብ ምብራቓዊ ኮንጎ ካብ ዝርአ ንድሓር እዚ ናይ ኡጋንዳ ፈላማይ ዶብ ሰገር ተርእዮ እዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኡጋንዳ:ሓደ ቆልዓ ብሕማም ኢቦላ ሞይቱ