አዲስ አበባ: ኣሜሪካዊ ተዓዛቢ ምርጫ ሞይቱ ከምዝተረኸበ ተገሊጹ

  • በትረ ስልጣን

C40 Cities Awards 2016 - Addis Ababa

ኣሜሪካዊ ተዓዛቢ ምርጫ፣ ኣብ አዲስ አበባ ሞይቱ ከምዝተረኸበ ተገሊጹ።

ፖሊስ’ታ ሃገር ዝሃቦ ሓበሬታ "ኩነታት ኣብ ሆቴል ራዲሰን ብሉ ሞይቱ ዝተረኸበ ኣሜሪካዊ ተዓዛቢ ምርጫ ይጻረ ከምዘሎ" ጠቂሱ ኣሎ።

ወሃቢ ቃል ፖሊስ ፋሲካ ፋንታ ንመሓውራት ዜና’ታ ሃገር ከምዝገለጾ "ኣብ ጁባ’ቲ ኣሜሪካዊ ዝተፈላለዩ መድሓኒታት ከምዝረኸበን፣ ምናልባሽ’ውን ብተፈጥሮኣዊ ኩነታት ዓሪፉ ክኸውን ከምዝኽእል ግን ይምርመር ከምዘሎ" ሓቢሩ።