አከባብራ በዓል ልደት ኣብ ላሊበላ- ኢትዮጵያ
Your browser doesn’t support HTML5
ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያዊያን ኣመንቲ ክርስትና ልደት ክርስቶስ ንምኽባር ናብ ኣብያተ ክርስትያን ላሊበላ ይበጽሑ።ገለ ካብቶም በጻሕቲ ናብቲ ቦታ ክበጽሑ ኣስታት ሰለስተ ሰሙን ከምዝወሰደሎም ይገልጹ።
Your browser doesn’t support HTML5