ኢትዮጵያዊያን ተወዳደርቲ ኣብ ቱር ርዋንዳ 2018 ተዓዊቶም

Your browser doesn’t support HTML5

ኢትዮጵያዊ ሙሉ ክንፈ ኣብቲ ትማሊ ሰንበት ዝተዛዘመ ቱር ሩዋንዳ 2018 ዝበለጸ ናይ ዓቐበት ተወዳዳይ ብምዃን ተዓዊቱ። ንሱ ብውሕሉል ነጥቢ ሳልሳይ ደረጃ ብምርካብ ተዓዊቱ’ሎ። ብተመሳሳሊ ኣብቲ ትማሊ ሰንበት ዝተኻየደ ሻድሻይን ናይ መወዳእታ መድረኽ እቲ ውድድር ኢትዮጵያ ተቐዳዳማይ ደሳለኝ በረኸት ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ’ሎ።