አባላት ባይቶ ኣሜሪካ ኣብ ምክፋት ቁጠባ'ታ ሃገር ይዝትዩ

አባላት ባይቶ ኣሜሪካ እንደገና ምክፋት ከስዕቦ ዝክእል ዋጋ ብዝምልከት ካብ ላዕለዋይ ክኢላ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ብምሕታት ንምፍላጡ ይፍትኑ ኣለው።

ነቲ ኣብ አባይትኹም ጽንሑ ዝብል ምዕጻው ብምክፋት ቫይረስ ኮሮና ንምቅላስ ዝሓቶ ዋጋ እንታይ ምኻኑ ንምፍላጥን እቶም ላዕለዋይ ክኢላ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዶ/ር ኣንቶኒ ፋውቺ ምስክርነቶም ሰሚዖም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

አባላት ባይቶ ኣሜሪካ ኣብ ምክፋት ቁጠባ'ታ ሃገር ይዝትዩ