ኖቫቫክስ ዝተባህለ ሓድሽ ክታበት ኮሮናቫይረስ ከምዝተማሃዘ ተፈሊጡ

  • ዜና ቪኦኤ
    በትረ ስልጣን

ኖቫቫክስ ዝተባህለ ሓድሽ ክታበት ኮሮናቫይረስ ከምዝተማሃዘ ተፈሊጡ።

እቲ ናይ ኣሜሪካ ኩባንያ ኖቫቫክስ ዝተማሃዘ ሓድሽ ክታበት፣ ኣብ ልዕሊ ከቢድ ኩነታት፣ ሚእቲ ብሚእቲ፣ ኣብ ልዕሊ ኣብ ኣሜሪካን ሜክሲኮን ዝተኻየዱ ክሊኒካዊ ፈተነ ድማ 90 ሚእታዊት ውጽኢት ክታበት ከምዝተረኽቦ ተሓቢሩ'ሎ።

ኩባንያ ኖቫቫክስ ንህንዲ 750 ሚልዮን ክታበት ንምሻጥ ውዕል ኣትዩ ኣሎ።