ንጽጉማት ኣብ ምሕጋዝ ዝነጥፉ መንእሰያት ከተማ መቐለ
Your browser doesn’t support HTML5
ቅድሚ ሽዱሽተ ዓመት ብግዱሳት ተመሃሮ ዩኒቨርስቲ ኣረጋውያንን ጸጉማትን ንምሓጋዝ ዝተጣየሰ፡ “ፍቕሪ ሰብ” ዝተሰምየ ማሕበር፡ ሎሚ ንሓያሎ ተመዛበልቲ’ውን ኣገልግሎት ህጹጽ መግቢ ይቕርብ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5