ንግዳያት ባህርያዊ ሓደጋን ጾታዊ መጥቃዕቲን ዝሕግዝ ሰናይ ተበግሶ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ መቐለ ዝርከብ ማሕበር ሰማኢት ቅዱስ ጊዮርግስ ተስፋልኡክ ምስ ሓምሊን ማእከል ፊስቱላ መቐለ ብምትሕብባር ኣብ ውሽጥን ደገን ካብ ዝርከቡ ሓገዝ ወሃብቲ ብዘተኣኻኸብዎ ገንዘብ ኣብ ዝተፈላለያ ከባብታት ክልል ትግራይ ንዝርከባ ደቂ ኣንስትዮን ኣዋልድን ብምትእኽኻብ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ክረኽባ ይገብሩ ኣለዉ።