ቪድዮ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት ብኸመይ ይዝከራ? መስከረም 28, 2022 ምንያ ኣፈወርቂ Your browser doesn’t support HTML5 ኣብ ቀረባ እዋን ንዝዓረፋ ናይ እንግሊዝን ሓባራዊ ዕዳጋን ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊ ዝምልከት’ዩ። ዶክተር ጋይም ክብረኣብን ኣቶ ሙላት ሓረጎትን ንዝኽሪ እተን ንግስቲ ዝምልከት ኣዘራሪብናየን ኣለና።