ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት ብኸመይ ይዝከራ?

Your browser doesn’t support HTML5

ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት ብኸመይ ይዝከራ?

ኣብ ቀረባ እዋን ንዝዓረፋ ናይ እንግሊዝን ሓባራዊ ዕዳጋን ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊ ዝምልከት’ዩ። ዶክተር ጋይም ክብረኣብን ኣቶ ሙላት ሓረጎትን ንዝኽሪ እተን ንግስቲ ዝምልከት ኣዘራሪብናየን ኣለና።