ንጉስ ሓደ ከባቢ ኮትዲቫር ኣብ ኣክሱም ሃይማኖት ክርስትና ተቀቢሎም

ኣብ ኮትዲቫር ናይ ሓደ ከባቢ ንጉስ ኣብ ኣክሱም ሃይማኖት ክርስትና ተቀቢሎም።

ኣብ ኣክሱም ፅዮን ማርያም ሃይማኖት ክርስትና ዝተቀበሉ ንጉስ ቺሬዚ ጆን ጋርቪስ ምስ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝነብሩ 40 ሰዓብቶም እዮም መጺኦም።

ንጉስ ኮትዲቫር ኣብ ከተማ ኣክሱም ንኣርባዕተ መዓልታት ከም ዝጸንሑ ምክትል ኣማሓዳሪ ርእሰ ኣድባራት ወ ገዳማት ኣክሱም ፅዮን ቦክረ ሊቃውንቲ ጎደፋ መርሃ ገሊፆም። ጻኒሒት ንጉስ ኮትዲቫር እንታይ ከም ዝመስል ምስ ቦክረ ሊቃውንት ጎድፋ ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ንጉስ ሓደ ከባቢ ኮትዲቫር ኣብ ኣክሱም ሃይማኖት ክርስትና ተቀቢሎም