ዋሽንግተን —
ናይ ሎሚ ቂሐ-ጽልሚ ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ ዝዓረፈት ነባር- ስነ-ጥበባዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ጸሃይቱ በራኺ ዝዝክር መደብ`ዩ ።
ሽሕ`ኳ ኣስፍሕ ኣቢልና ክንዛረበላ ዝግባእ እንተኾነ ንሎሚ ብምኽንያት ተደራራቢ እዋናዊ ጉዳያት ምስ መሳርሕታ ተወልደ ረዳ ሕጽር ዝበለ ቃለ መጠይቅ አካይድና አለና።
Your browser doesn’t support HTML5
ዝኽሪ ገዲም ሰነጥበባዊት ጸሓይቱ በራኺ