ዋሽንግተን —
ኤርትራ ካብ ዘፍረየቶም ዝዓበዩን ግዳይምን ኣወሃሃድን ኦርጋኒስታን ዝለዓለ ሽምን ክእለትን ከም ዘለዎ ዝንገረሉ- ዓብደላ ኣቡከር`ዩ- ዝሓለፈ ሰንበት ብናይ ሞያ ብጾቱን ኣድነቕቱን ፍሉይ ናይ ክብርን ናይ ስነዳን ምሸት ተዳልይሉ ኔሩ::
Your browser doesn’t support HTML5
ንዝኽሪ መበል 50 ዓመት ኣብ ሞያ ስነጥበብ ዓብደላ አቡበከር ዝተዳለወ መደብ
Your browser doesn’t support HTML5
ንዝኽሪ መበል 25 ዓመት ኣብ ሞያ ስነጥበብ ዓብደላ አቡበከር ዝተዳለወ መደብ