ንዝኽሪ መበል 50 ዓመት ኣብ ሞያ ስነጥበብ ዓብደላ አቡበከር ዝተዳለወ መደብ

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራ ካብ ዘፍረየቶም ዝዓበዩን ግዳይምን ኣወሃሃድን ኦርጋኒስታን ዝለዓለ ሽምን ክእለትን ከም ዘለዎ ዝንገረሉ- ዓብደላ ኣቡከር`ዩ- ዝሓለፈ ሰንበት ብናይ ሞያ ብጾቱን ኣድነቕቱን ፍሉይ ናይ ክብርን ናይ ስነዳን ምሸት ተዳልይሉ ኔሩ-