ሃይማኖታዊ ነጻነት፣ መሰረት ኩሎም ካልኦት ነጻነታት እዩ' ይብል ወሃቢ ቃል መሰኻኽር የሆዋ

Your browser doesn’t support HTML5

ናጽነት ሃይማኖት፣ ኣብ ዙርያ ዓለም ብድሆ የጋጥሞ ኣሎ ከምኡውን ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ዝፍጸም ስደት ሎሚ’ውን ይቅጽል ኣሎ። ኣብ ገለ ክፋል ዓለምና ናጽነት ሃይማኖት፣ ዝኾነ ሰብ ዝኣመኖ ይእመን ብዘየገድስ፣ ከም መሰረታዊ መሰል እዩ ዝራኣይ። እንተኾነ ኣብ ሙሉእ ታሪኽ ደቂ ኣዳም፣ እዚ መሰል’ዚ ዝተፈላለየ ቅርጺታት ሒዙ’ዩ። ብዛዕባ ኣገዳስነት ናጽነት እምነት ንምዝርራብ ንወሃቢ ቃል መሰኻኽር ይሆዋ ፖል ጊሊስ ካብ ቀንዲ ቤት ጽሕፈት ዝርከበሉ ኒውዮርክ ኣዘራሪባቶ’ላ።