ድሬዳዋ —
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ካብ ትማሊ ረፍዲ ጀሚሩ ተዓጽዩ ዝነበረ መንገዲ ከምዝተኸፈተ ተገሊጹ።
እቲ ካብ አዋሽ ናብ ክልል ትግራይ ዝወስድ ዝነበረ መንገዲ ክኽፈት ከሎ ካብ ማእከል ሃገር ናብ ምብራቅ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዝወስድ መንገዲ ግን ምሸት'ዩ ተኸፊቱ።
Your browser doesn’t support HTML5
ንክልል ዓፋርን ትግራይን ዘራኽብ መንገዲ ዳግም ተኸፊቱ