ዋሽንግተን —
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ርእሰ ከተማ ክልል ትግራይ ዝኾነት መቐለ፣ ንሳልሳይ ጊዜ ሎሚ ረቡዕ’ውን ብነፈርቲ ምድብዳቡ ይግለጽ ኣሎ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ዕላማ'ቲ መጥቃዕቲ ንመስርሒ ኣጽዋራት'ቲ ኣሸባሪ ዝበሎ ህወሓት ዒላማ ዝገበረ ምንባሩ ገሊጹ'ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ንከተማ መቐለ ዒላማ ዝገበረ ደብዳብ ነፈርቲ ተኻይዱ