ንበዓል ኣሸንዳ ስዒቡ ንባህላዊ ክብርታቱ ዘህስሱ ተግባራት ይረኣዩ’ዮም ክብሉ ገለ ነበርቲ ስክፍታኦም ይገልጹ

ንበዓል አሽንዳ ስዒቡ ባህላዊ ክብርታቱ ዘህስሱ ዝተፈላለዩ ተግባራት ይረኣዩ እዮም።

ድምጺ ኣሜርካ ዘዘራረቦም ገለ ነበርቲ ከተማ መቐለ ብምኽንያት እቲ በዓል ኣብ ዝፍጠሩ ፀወታን ተሃድሶን ንብፆታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሕማማት የቓልዕ እዩ ይብሉ ።

ኣብቲ በዓል ብነፃ ዝላለዩ ኣልኮላዊ መስተ ድማ ጽልዋ ከም ዘለዎ ይገልፁ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ንበዓል ኣሸንዳ ስዒቡ ንባህላዊ ክብርታቱ ዘህስሱ ተግባራት ይረኣዩ’ዮም ክብሉ ገለ ነበርቲ ስክፍታኦም ይገልጹ