▶ንቆልዑት እናዛናግዐ ዘስተምህር ግድል

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ተመራማሪ ምምዕባል ቆልዑ ሙሉጌታ ተስፋማርያም ካብ ኖርወይ፡ ንቆልዑት እናዛናግዐ ዘስተምህር ግድል ምሂዙ የስተምህርን የከፋፍልን። እቲ ፓዝል ወይ ግድል ዝብሃል ጸወታ፡ ንቆልዑት፥ ቋንቋ ኣደ ክፈልጡ ይሕግዞም ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ምምዕባል ብልሒ ሓንጎሎም`ውን ልዑል ግደ ከም ዘለዎ ሙሉጌታ ይገልጽ።