ንሞት ህቡብ ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ብዝተላዕለ ተቓውሞን ግጭትን ኣስታት 80 ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ

Your browser doesn’t support HTML5

ንሞት ህቡብ ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ብዝተላዕለ ተቓውሞን ግጭትን ኣስታት 80 ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ ሎሚ እውን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ አዲስ አበባን ክልል ኦሮምያን ተቓውሞታት ምክያዶም ተገሊጹ'ሎ። ስነ ስርዓት ቀብሪ ድምጻዊ ሃጫሉ ሁንዴሳ ኣብ ትውልዲ ዓዱ ኣምቦ ሎሚ ተፈጺሙ'ሎ ።