ንምጥያስ ውሽጣውያን ተመዛበልቲ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ስራሓት

Your browser doesn’t support HTML5

ብሰንኪ ኲናት ኣብ ትግራይ ዝተመዛበሉ ህዝቢ ልዕሊ 2.5 ሚልዮን ምዃኖም ሰብ-በዚ እቲ ክልል ይገልጹ።