ንመዓልታት ኣብ ወደብ ሲሲሊ ዝጸንሑ ስደተኛታት መዕቆቢ ስደተኛታት ሮካ ዲ ፓፓ ምእታዎም ተገሊጹ
Your browser doesn’t support HTML5
ንሽዱሽተ መዓልታት ኣብ ወደባት ሲሲሊ ዝጸንሑ ኣስታት 100 ዝኾኑ ስደተኛታት ትማሊ ሶሉስ ኣብ መዕቆቢ ስደተኛታት ሮካ ዲ ፓፓ ምእታዎም ተገሊጹ።
Your browser doesn’t support HTML5