ዋሽንግተን —
ኣብ ፓኪስታን ንዓመታት ዝነበረ ኣሰራርሓ ምህርቲ ሕርሻዊ ንግዲ ሓደ ዓይነት'ዩ ኔሩ። እንተኾነ ሓንቲ መንእሰይ ጓል ኣንስተይቲ ነቲ ደቂ ተባዕትዮ ዝዓብለልዎ ናይ ብዙሕ ቢልዮን ዶላርን ኢንዱስትሪ ብጠቅላላ ደላላታት ብምውጋድ ንምቅያሩ ትፍትን'ላ።
Your browser doesn’t support HTML5
ንመስርሕ ሕርሻዊ ንግዲ ፓኪስታን ክትልውጥ ትጽዕር መንእሰይ