ቪድዮ ንሓሙሽተ መዓልታት መዕረፊ ስኢና ዝጸንሓት ስደተኛታት ዝጸዓነት መርከብ ማልታ ኣትያ ነሓሰ 15, 2018 Your browser doesn’t support HTML5 ንዝሓለፈ ሓሙሽተ መዓልታት መዕረፊ ወደብ ስኢና ዝጸንሓት 114 ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ስደተኛታት ዝጸዓነት መርከብ አኳይረስ ሎሚ ረቡዕ ኣብ ወደባት ማልታ ኣትያ።