“ንህዝቢ ከየፍለጥና እንገብሮ ድርድር የሎን፡” ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ንመስርሕ ዘተ ምስ መሪሕነት ክልል ትግራይ እተጽንዕ ኮሚተ ከም ዝመዘዘ ኣብ ትማሊ ሰሉስ ንፓርላማ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ሓቢሮም ነይሮም። ነቲ ብወገን ፈደራላዊ መንግስቲ ዝወጸ መግለጺን ካልእ ምስ ህሉዊን ኩነታት ትግራይን ኣመልኪቱ፡ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል መግለጺ ሂቡ ነይሩ።