ናጻ ፕረስ ኢትዮጵያ፤ ቍልዒ ተስፋ ቅልጡፍ ምንቍልቋል
Your browser doesn’t support HTML5
3 ግንቦት ተዘኪሩ ኣብ ዝወዓለ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ምኽንያት ብምግባር፡ ድምጺ ኣመሪካ፡ ክፍሊ ኣፍሪቃ፡ ኣብዚ ኣርእስቲ ፍሉይ ምድላዋት ገይሩ ኣሎ።
ካብ ዝሓለፈ ዝቐጸለ፡ ንኣብ ስደተ እትከብ ኢትዮጵያዊት ጋዜጠኛ ርእዮት ኣለሙ ኣዘራሪቡ'ሎ።