ዋሽንግተን —
ኣብ ናይጀርያ፣ ሓድሽ ዘበነ ትምህርቲ ኣብ’ዚ ወርሒ’ዚ ጀሚሩ ኣሎ። እንተኾነ፡ ብሰንኪ ብዕጡቓት ዝፍጸም መጭወይቲ ተማሃሮ፡ ልዕሊ 600 ኣብያተ ትምህርቲ ተዓጽየን ኣለዋ ክብሉ ሰበ ስልጣን’ታ ሃገር የፍልጡ።
ናይጀርያ፡ ብደረጃ ዓለም ቆልዑ ብብዝሒ ናብ ቤት ትምህርቲ ካብ ሞንጎ ዘይወፍሩለን ሃገራት ሓንቲ እያ። ሕ/ሃእቲ ጸገም ድማ ይጋደድ እዩ ዘሎ ይብል።
Your browser doesn’t support HTML5
ናይጀርያ ብሰንኪ መጭወይቲ ተማሃሮ 600 ኣብያተ ትምህርቲ ምዕጻወን ተፈሊጡ