ናይ “ድምጺ ካምቻ” ዝተባህለ ምስማዕ ዝሰኣኑ ሙዚቃ ክርድኦም ዘኽእል ካምቻ ተማሂዙ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ለንደን ብዝመደበሩ ኩት ሰርኩት (Cute Circuit) ዝተባህለ ናይ ፋሽን ትካል ዝተዳለወ ካምቻ ሙዚቃ ንምርዳእ ዘክእል 16 ሴንሰን(ፍሉይ መሳርሒ)ዘለዎ ምኳኑ ተገሊጹ’ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5