ናይ ኢትዮጵያ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን ኣብ ልዕሊ ወዳቢ ኮሚቴ ቤተ ክህነት ክልል ኦሮምያ ዘመሓላለፍዎ ውሳነ ቕኑዕ ብዘይምዃኑ ከምዝተለዓለ ተገሊጹ

ናይ ኢትዮጵያ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን ኣብ ልዕሊ ወዳቢ ኮሚቴ ቤተ ክህነት ክልል ኦሮምያ ዘመሓላለፍዎ ውሳነ ቕኑ ብዘይምዃኑ ከምዝተለዓለ ተገሊጹ

9 የካቲት 2012 ዓ.ም ናይ ኢትዮጵያ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስቤተ ክርስትያን ኣብ ልዕሊ ወዳቢ ኮሚቴ ቤተ ክህነት ክልል ኦሮምያ ዘመሓላለፍዎ ውሳነ ብሕጊ ቤተ ክርስትያን ቅኑዕ ስለዘይኾነ ብጹዕ ሊቃነ ጳጳሳት ነቲ ውግዘት ኣልዒልናዮ ኣለና ክብሉ ካብቲ ሲኖዶስ ናይ ደቡብ ምዕራብ ሸዋ ሃገረ ስብከት ናይ ምብራቅ ኣፍሪቃ ሃገረ ስብከት ኣፍሊጡ።

ንክልቲኡ ሃገረ ስብከታት ብምውካል መግለጺ ዝሃቡ ብጹእ አቡን ሰውረርዮስ ነዚ ውግዘት ዘልዓልሉ ምክንያት ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ናይ ኢትዮጵያ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን ኣብ ልዕሊ ወዳቢ ኮሚቴ ቤተ ክህነት ክልል ኦሮምያ ዘመሓላለፍዎ ውሳነ ቕኑ ብዘይምዃኑ ከምዝተለዓለ ተገሊጹ