መቐለ —
ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያን ዓበይቲ ዓድን ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ መድረኽ ሰላም ኣካይዶም፡፡
ትካላት ሃይማኖት ክልል ትግራይ እቲ መድረኽ ሰላም ብምቅዋም ኣይተኻፈሉን ተባሂሉ ኣሎ፡፡
ነዚ ስዒቡ ኣብ ከተማ መቐለ ተቓውሞ ተኻይዱ ኣሎ፡፡
Your browser doesn’t support HTML5
ናይ ኢትዮጵያ ሃይማኖታዊ ትካላትን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ ከተማ መቐለ መድረኽ ሰላም ኣካይዶም