'ናብ ፍርዲ ዘይቀረብኩ ኢልካ ምሕታት ንባዕሉ ሓደጋ’ዩ' ይርጋኣለም ፍስሃ

Your browser doesn’t support HTML5

'ናብ ፍርዲ ዘይቀረብኩ ኢልካ ምሕታት ንባዕሉ ሓደጋ’ዩ' ይርጋኣለም ፍስሃ

ትማሊ (3 ግንቦት) ተዘኪሩ ኣብ ዝወዓለ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ምኽንያት ብምግባር፡ ድምጺ ኣመሪካ ክፍሊ ኣፍሪቃ፡ ኣብዚ ኣርእስቲ ፍሉይ ምድላዋት ገይሩ ኣሎ።

ሕጂ ኣብ ሃገረ ጀርመን እትርከብ ኤርትራዊት ገጣሚትን ጋዜጠኛን ይርጋኣለም ፍስሃ ከኣ ሓንቲ ካብዞም ተመኵሮኦም ዘካፍሉ ኣካል’ዚ ፍሉይ ምድልዋት’ያ። ንናይ ማእሰርቲን ካልእ ጸገማት ፕረስን ኣመልኪትና ሓጺር ዕላል ኣካዪድና ኣሎና።