ናብ ክልል ትግራይ ዝኣትው ሓገዝ እንተተመሓየሸ'ውን ምስ ክውንነት ግን ፍልልይ ከምዘለዎ ሰብ-መዚ ይግለጹ

Your browser doesn’t support HTML5

ናብ ክልል ትግራይ ዝኣቱ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ካብቲ ኣቐዲሙ ዝነበሮ መጠናዊ ምምሕያሽ ደኣ ኣርእዩ ይሃሉ እምበር፡ እቲ ዘሎ ትጽቢትን ኣብ ባይታ ዘሎ ክውንነትን ግን ኣመና ፍልልይ ከም ዘለዎ ሰብ-መዚ እቲ ክልል ይገልጹ ኣለዉ።