መቐለ —
ኣብ ክልል ትግራይ ፈላሞት ብቫይረስ ኮሮና ዝተጠቕዑ ሰባት ብመንገዲ ጅቡቲ ዝኣተው መራሕቲ መካይንን ተሓጋገዝትን ምዃኖም ስዒቡናብ ክልል ትግራይ ዝኣትዉ መጉዓዝያ ተሪር ክትትል ይግበረለን ከምዘሎ ተሓቢሩ፡፡
ብዛዕባ’ዚ ምስ ምክትል ሓላፊት ቢሮ ኮንሰትርከሽን መንገድን መጉዓዝያን ወይዘሪት ራሄልን ሃይለ
ዋና ኣካያዲ ስራሕ ሃገረ ስብከት ከተማ መቐለ ሊቐ አእላፍ ሃመልማል ገብረሃንስን ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ፡፡
Your browser doesn’t support HTML5