ናብ ሃገራት ወሽመጥ ዝጉዓዙ ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ዝካየድዎ ሓደገኛ ጉዕዞ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ከውታ ለይቲ ኣብ ጎደናታት ጅቡቲ ክጉዓዙ ዝረአዩ ናብ ሃገራት ወሽመጥ ዝጉዓዙ ስደተኛታት እዮም። ወዲ 35 ዓመት ኢትዮጵያዊያ ዒሳ ሓደ ካብዞም ስደተኛታት ኾይኑ ስዑዲ ዓረብ ንምብጻሕ ይጉዓዝ ምህላው ይገልጽ።