ነበርቲ ካርቱምን ገዳርፍን ኣብ ህልው ኩነታት ሱዳን

Your browser doesn’t support HTML5

ነበርቲ ካርቱም ኣብ ህልው ኩነታት ሱዳን

ከምቲ ዝፍለጥ ካብ ዝሓለፈ ቀዳም ጀሚሩ ኣብ ሱዳን ዝተላዕለ ህውከት ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናተጋደደ ይኸይድ ኣሎ። ኣብ ሱዳን ቁፅሩ ዘይነዓቅ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራዊያን ይርከቡ እዚ ኹነታት ከመይ ይፀልዎ ኣሎ ንዝብል ኣብ ካርቱምን ገዳሪፍን ንዝርከቡ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ኣብ ግዝኣት ገዳሪፍ ኣብ ዝርከቡ መዕቆቢ ስደተኛታት ዘሎ ፅልዋ እቲ ህውከትን ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታትን ኣመልኪትና ኣብ ክልኒክ ኣስመላሽ ግራንትን ኣመሓዳሪን ሓኪምን ኮይኖም ነቶም ስደተኛታት ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ ዝርከቡ ዶ/ር ዳዊት ኣርኣያ ካሳ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ነበርቲ ገዳርፍን ኣብ ህልው ኩነታት ሱዳን