ኣስመራ —
ብምኽንያት ስግኣት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ተዓጽዮም ዝነበሩ ኣብያተ ጸሎት ዳግም ምኽፋቶም ከምዘሐጎሶም ነበርቲ ኣስመራ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም።ንጾመ-ሮመዳንን ጾመ-ኣርብዓን ቅጥዕታት መከላኸሊ ኮቪድ 19 ተኸቲሎም የካይድዎ ከምዘለዉ ዝተዛረቡ እቶም ኣመንቲ ምስልምናን ክርስትናን ንኹሉ ህዝቢ ሰናይ ምንዮቶም ገሊጾም ኣለዉ።
Your browser doesn’t support HTML5
ነበርቲ ኣስመራ ዳግም ምኽፋት ኣብያተ እምነት ከምዘሐጎሶም ገሊጾም