ቻይና ንቁጠባ ዓለም ዓብይ ስግኣት እያ ክብሉ ፕረዚደንት ትራምፕ ኣፍሊጦም

Your browser doesn’t support HTML5

ናይ ኣሜሪካ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ነዚ ዝበሉ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ምስ ሬድዮ ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ከተማ ቦነስ ኣይረስ አርጀንቲናን ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መጠይቅ’ዩ ። ንሶም ኣብቲ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንዝጋባእ ዋዕላ ብኢንዳስትሪ ዝማዕበላ ሃገራት ጉጅለ 20 ኣብ ከተማ ቦነስ ኣይረስ ኣርጀንቲና ይርከቡ።