ትዕዝብቲ ጋዜጠኛ ካብ መቐለ ናብ ዓዲ-ግራት

Your browser doesn’t support HTML5

ድሕሪ ስምምዕ ምቍራጽ ተጻብኦታት፡ ኵነታት መነባብሮ፡ መጓዓዝያን ካልእ ምንቅስቓስን ንምርኣይ ጋዜጠኛ ድምጺ ኣመሪካ፡ ካብ መቐለ ተበጊሱ ናብ ዓዲ-ግራት ተጓዒዙ ኣሎ። ኣብ ዘዕረፎ ቦታታት ዝተዓዘቦ ኣብ ቀጻሊ መደባት ዘቕርቦ ክኸውን እንከሎ፡ ንሕጂ ግን ካብ መቐለ ናብ ዓዲ-ግራት መገዲ ከመይ ይመስልን ትዕዝብቱን ከኻፍለና'ዩ።