ትዕዝብቲ ኣብ መዳይ ጸጥታ ዋንጫ ዓለም 2022 ዝተሳተፈ ኤርትራዊ ጀማል መሓመድብርሃን

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ትዕዝብቲ ኣብ መዳይ ጸጥታ ዋንጫ ዓለም 2022 ዝተሳተፈ ኤርትራዊ ጀማል መሓመድብርሃን

ኤርትራዊ ጀማል መሓመድብርሃን፥ ኣብቲ ኣብ ቐጠር ንሓደ ወርሒ ዝተኻየደን ዝሓለፈ ሰንበት ዝተዛዘመን ዋንጫ ዓለም 2022 ከም ሓለዋ ጸጥታ ኮይኑ ዝሰርሐ እዩ።

ኣብ 80ታትን መጀመርያ 90ታትን ኣብ ኤርትራ ብዘካይዶ ዝነበረ ውድድራት ብሽክለታ ዝፍለጥ ጀማል፥ብዛዕባ እቲ ዋንጫ ዓለም ትዕዝብቱ ከካፍለና እዩ።